Lakeshore Limo / Charter / Shuttle Inc

Lakeshore Limo / Charter / Shuttle Inc Lakeshore Limo Inc. offers premier, luxury ground transportation for party, throughout the greater Chicago area. We offer affordable, competitive rates ...

offers premier, luxury ground transportation throughout the greater Chicago area. We offer affordable, competitive rates on all Chicago O'Hare, Midway and sounding suburbs' airports.

02/18/2022
01/18/2022

መቐለ: 10 ጥሪ 2014ዓ.ም (ድወት) ዓበይቲ ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

1.እናካይዶ ዘለና ህዝባዊ ቓልሲ ብምጥንኻር ዕላማ ህዝቢ ትግራይ ብዝግባእ ክነዐውት ኢና ኢሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ትግራይ። ቅኑዕ ዕለማን ህዝባዊ መትከልን ጨቢጡ ዝቓለስ ዘሎ ሰራዊት ትግራይ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ብሙሉእነት ከምዘረጋግፅ ድማ እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ተዛሪቦም።

2.ክቡር መስዋእቲ ብምኽፋል ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ብድሆ ሓራ ንምውፃእ ድልዋት ኢና ኢሎም ወታሃደራዊ ተዓሊሞም ዛዚሞም ዝተመረቁ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ። ልፍንታውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ንምድምሳስ ኩለመዳያዊ ቓልሲ ዝሓትት ብምዃኑ ግንባርን ደጀንን ክጠናኸር ከምዝግባእ እውን ተገሊፁ እዩ።

3. ህዝቢ ክነቅሕ፤ ክውደብ፤ ክጋደልን ክዕወትን እጃም ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ተጋደልቲ ፅንዓት። ክሳብ ጣብያታት ብምውራድ ኣብ ዘቕርብዎ ጥበባዊ ስራሕቲ ጅግንነት፣ ውፍይነት፣ ስምረት ቃልሲ ህዝብን ሰራዊትን ክዕዘቡ ከምዝኽኣሉ ድማ ይገልፁ።

4. ህዝቢ ትግራይ ካብ ምደረ-ገፅ ንምጥፋእ ቐትርን ለይትን ዝሰርሑ ዘለዉ ፋሽሽታውያን ሓይልታት መሊእና ንምቅባፅ ኣብ ዝለዓለ ድልውነት ንርከብ ኢሎም ኣባላት ሰራዊት ትግራይ። ፀላእቲ ብዝነዝሕዎ ፕሮፖጋንዳ ከይተደናገርና ዕጥቅና ኣስጢምናን ቖቓሕ ኾይንናን ቐትርን ለይትን ሕልሚ እዞም ፀላእቲ ንምፍሻል ኩሉ እጃሙ ክፍፅም እውን ፀዊዖም።

07/29/2021

በፀጥታ ኃይሎች ከተወሰዱ በኋላ ቤተሰብም ሆነ የሕግ አማካሪ (ጠበቃ) ለመጠየቅና ወጥቶም ለማናገር ለፌዴራል ፖሊስም ሆነ ለፀጥታ ኃይሎች በቀረበው ጥያቄ (አቤቱታ) ምንም ዓይነት ምላሽ ባለ...

Address

Chicago, IL
60626

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Lakeshore Limo / Charter / Shuttle Inc posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Lakeshore Limo / Charter / Shuttle Inc:

Share

Category